ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ ንጀመርቲ/ Tigrinya Course For Beginners


Price:
Sale price$54.61

Customer Reviews

Based on 3 reviews
100%
(3)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
K
Kbrom Ghebreslase

ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ ንጀመርቲ/ Tigrinya Course For Beginners

A
Asmayt Tesfa

ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ ንጀመርቲ/ Tigrinya Course For Beginners

T
Tigist
Review for Tigrinya Course For Beginners

I am very happy and excited this opportunity is created for my kids. I have seen an immediate change in my kids, and within a month, they have started from reading just the alphabet to reading a short story. This is amazing and We appreciate Memher Hadgu and Memher Okbit for creating this thoughtful opportunity. This is very important as our children need to learn their mother tongue languages but also they teach them our culture, norms, and discipline. They are always prepared for what they will be teaching, and come with structured lesson plans and homework with feedback. Thank you for all you do.

Description

                          ትምህርቲ ዝጅምረሉ ዕለት 1/7/2024 

ህንጻናት ደቕና ቋንቋ ትግርኛ መሊኾምን ክኢሎምን ንኽዓብዩ፡ ኣብ መጻኢ ሂወቶም ኣዝ'ዩ ኣገዳስነት ከምዘለዎ ንኹሉ ብሩህ እዩ፡፡ መጻኢና ደቅና ስለዝኰኑ፡ ኩሉ እንገብሮ ወፍሪ ድማ ንደቕና ስለዝኰነ ከምቲ “ቈልዓ ብንእሱ ቆርበት ብሩሑሱ” ዝተባህለ፡ ደቕና ብንእስነቶም ቋንቁ'ኦምን ባህሎምን እናስተማቐሩ ምእንቲ ክዓብዩ፡ እቲ ውሳነ ናትና ናይ ወለዲ ኢዩ’ሞ፡ ከብሕና ድማ ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ ንህጻናት ደቕና ዝኸውን ብኣዝዮም ምኩራትን ክኢላታትን መምሃራን ቀሪባ ሓዱሽ ዘመናዊን ኣገባብ ኣመሃህራ ከሽና ድግዲጊታ ተዓጢቓ  ጆባእ ትብለኩም ኣላ’ሞ ንቐደም ንብለኩም።

እንህቦ ኣገባብ ትምርቲ ብርሕቀት ማለት ብኦንላይ ኣብ ገዝኦም ኰይኖም ይምሃሩ።

ዝተፈላለየ ክፍልታት ኣለና፡ ኣብ ደደረጀኦም ተመዲቦም ይምሃሩ፡ ጐኒ ጐኒ ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ፡ ተመሃሮ ምስ ካልእ ተመሃሮ ካብ ምሉእ ዓለም ክራኸቡን፡ ክላለዩ ዕድል ይረኽቡ።

ትሕዝቶ ትምህርቲ

  • መሰረታዊ ምዝራብን ምስማዕን ቋንቋ ትግርኛ ከምዝኽእሉ ምግባር
  • ምስ ምስልታታን ቅርጽታትን ፊደላት ትግርኛ ብምልላይ ህጻናት ምጽሓፍን ምንባብን ፊደላት ትግርኛ ከምዝመልኩ ምግባር።
  • ባህልን ልምድን ሕብረተ-ሰቦም ብምልላይ ብስነ-ምግባር ተዀስኲሶም ከም ዝዓብዩ ምግባር።
  • ቁጽርታትን ግዜታትን ብቋንቋ ትግርኛ


  • ቁጽርታትን ግዜታትን ብቋንቋ ትግርኛ
    • ምቁጻርን ምጽሓፍን ቁጽርታት
    • ኣቆጻጽራ ስዓት ብቋንቋ ትግርኛ
    • መዓልታት  
    •  ኣዋርሕ 

    • ውቕትታት 



    • መሰረታዊ ስነ-ፍልጠት
      • ሓሙሽተ ናይ ስምዒት ህዋሳት
      • ሕብርታት
      • ክፍሊ ኣካላትን ጽሬትን
      • ኣብ ከባቢና ዝርከቡ ሂወታውያንን ዘይሂወታውያንን
      • ኣስማት እንስሳታት ዘቤትን  ዝገዳምን


    • መሰረታዊ ጅኦግራፍ
      • ክፍሊታት ዓለም ምስ ካርታ
      • ውቅያኖሳት ምስ ካርታ
      • ሃገራት ኣፍሪቃ
      • ኤርትራ ምስ መን ትዳወብ?


    • ዝርርብ ቋንቋ ትግርኛ
      •  ሰላምታ 
      • ዝርርብ ኣብ ዝተፈላለየ ቦታታት ( ድዃን፡ ሕክምና ወ፡ዘ፡ተ . . .)

    ውጥን ትምህርቲ

    • ኣብ ሰሙን ክልተ መዓልታቲ
    • ንውሓት ግዜ ትምህርቲ ሰለስተ ወርሒ
    • ኣብ መዓልቲ ሰዓትን ርብዕን 
    • መዓልታት  ቀዳምን ሰንበትን
    • ሰዓታታት ብኣቆጻጽራ ጀርመን በርሊን  ቀዳምን( 5-6፡15 ድ፡ቀ) ሰንበትን (10-11፡15  ድ፡ቀ )


    ክፍሊት መምሃሪ

    • €50 ንወረሒ
    • ኣብ ወርሒ ወርሒ ወይ ጠቕሊልካ ብሓደ ግዜ ይክፈል
    ከብሕና ብሉጽ ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ ንደቕና ቀሪቡ ስለዘሎ፡ ወለዲ ድማ ብግዴና ንደቅና ቋንቋ መሊኾም ንክዓብዩ ዕድል ትምህርቲ ንሃቦም ።

    You may also like

    Recently viewed