ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ ንማእከሎት/ Tigrinya Course For Intermediates


Price:
Sale price699,66 kr

Customer Reviews

Based on 1 review
100%
(1)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
0%
(0)
A
Asmayt Tesfa

ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ ንማእከሎት/ Tigrinya Course For Intermediates

Description

 

         ትምህርቲ ቋንቋ ትግርኛ ንማእከሎት፡ ብኣዝዩ ሰፊሕን ምዕቡልን ትሕዝቶ ዝተዳለወ፡ እዚ ደረጃ ትምህርቲ እዚ ምስ ንምሃሮ፡ ኣብ ቋንቋ ትግርኛ ንኽንዛረብ፡ ክንጽሕፍ ፡ ክንሰምዕ ከምኡ 'ውን ከነንብብ ጸገም ኣይኽህልወናን እዩ፡ ቋንቋ ትግርኛ ደርጃ ማእከላይ ዘይተማህረ፥ ቋንቋ ትግርኛ ተማሂረ ወይ ይፈልጥ እየ ክትብል ከቢድ እዩ።

 

ንምሃር ንፍለጥ!

ትሕዝቶ ትምህርቲ

  • መሰረታዊ ሰዋስው ትግርኛ
  • ሌላ ምስ ባህሎም ሕብረተ ሰቦምን 
  • ዓበይቲ ጽሑፋት ምንባብን ምጽሓፍን
  • ዓበይቲ ጽሑፋት ምንባብን ምርዳእን
  • ትርጉም ኣገደስቲ ቃላትን ምሉእ ሓሳባት
  • ቅኑዕ ኣጸሓሕፋ ቋንቋ ትግርኛ ብሓጺርን ነዊሕን ወ፡ዘ፡ተ …


ውጥን ትምህርቲ

  • ሽዱሽተ ወርሒ
  • ኣብ ሰሙን ክልተ ግዜ
  • ሰዓታት ናይ ምሸት


ክፍሊ

  • ንወርሒ €60
  • ብጠቕላላ ወይ በብወርሒ ይኽፈል


መተሓሳሰቢ፤

ቅድሚ ምምዝጋብና፡ ደቕና ክንምዝግብ ከለና፡ ነዚ ደረጃ ትምህርቲ ብቅዓት ከምዘለዎም ከነረጋግጽ ኣለና፡ ዝዀነ ምክሪ ተደሊኹም፡ ክትረክቡና ብትሕትና ንሓትት።

ቅድሚ ሕጂ ምሳና ተማሂሮም ምስክር ወረቀት ዝሃብናዮም ተማሃሮና፡ ነዚ ጀረጃ ትምህርቲ ክምሃርዎ ብቕዓት ከምዘለዎም ከነረጋግጸልኹም ንፈቱ።

ደቕና ቋንቋ ትግርኛ ክምሃሩን ክመልኹን ዕድልን ንሃቦም።

You may also like

Recently viewed